Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ከመጣህ አስተምርሀለሁ፡፡
እንተመፂእኻ ክምህረካ እየ፡፡
ከጠየክሽኝ እረዳሻለሁ፡፡
እንተጠይቕክኒ ክሕግዘኪ እየ፡፡/ እንተሓቲትክኒ ክሕግዘኪ እየ፡፡
ከፈለክ ቤቴ መምጣት ትችላለህ፡፡
እንተደሊኻ ናብ ገዛይ ክትመፃእ ትኽእል ኢኻ፡፡
ከጋበዝሽኝ ቤትሽ እመጣለሁ፡፡
እንተዓዲምክኒ ናብ ገዛኺ ክመፅእ እኽእል እየ፡፡
ከፈለክ ደውልልኝ፡፡
እንተደሊኻ ደውለለይ፡፡
ከራበህ ምግብ መብላት ትችላለህ፡፡
እንተጠምዩካ ምግቢ ክትበልዕ ትኽእል ኢኻ፡፡
ሻይ ካፈላሽ እጠጣለሁ፡፡
ሻሂ እንተፍሊሕኺ ክሰቲ እየ፡፡
ቤቴ ብትመጣ ደስ ይለኛል፡፡
ገዛይ እንተመፂእኻ ደስ ይብለኒ፡፡
ካገኘሁት እነግረዋለሁ፡፡
እንተረኺበዮ ክነግሮ እየ፡፡
ከዘነበ አልመጣም፡፡
እንተዘኒቡ ኣይመፅእን፡፡
ዝናቡ ካባራ ትመጣለች፡፡
ዝናብ እንተፃሕዩ ንሳ ክትመፅእ እያ፡፡
ከተለማመድክ መናገር ትችላለህ፡፡
ንስኻ እንተተለማሚድካ ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ፡፡
በርትተህ ካጠናህ ፈተናውን ታልፋለህ፡፡
ንስኻ ብደንቢ እንተፅኒዕኻ ፈተና ክትሓልፍ ኢኻ፡፡
በርትተህ ከሰራህ ውጤታማ ትሆናለህ፡፡
ንስኻ ጠንኪርካ እንተሰሪሕኻ ውፅኢታዊ ክትከውን ኢኻ፡፡
በእውነት ከሞከርክ ስራ ታገኛለህ፡፡
ንስኻ ካብ ልብኻ እንተፈቲንካ ስራሕ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡፡
አሜሪካ ውስጥ ስራ ካገኘሁ እሄዳለሁ፡፡
ኣነ ኣብ ኣሜሪካ ስራሕ እንተረኺበ ክኸይድ እየ፡፡