Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

59) Habitual Actions – Present Tense

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት እነሳለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ እለዓል/ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ እትስእ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ወደ ፈጣሪ እፀልያለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ናብ ኣምላኸይ እፅልይ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ፊቴን እታጠባለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ገፀይ እሕፀብ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት እስፖርት እሰራለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ስፖርቲ እሰርሕ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ሻወር እወስዳለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ሰውነተይ እሕፀብ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ቁርሴን እበላለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ቍርሰይ እበልዕ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ሬድዮ አዳምጣለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ራድዮ እሰምዕ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ጧት ወደ ስራ እሄዳለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ንጉሆ ስራሕ እኸይድ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ምሽት ወደ ቤት እመለሳለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ምሸት ናብ ገዛይ እምለስ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ምሽት እራት እሰራለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ምሸት ድራር እሰርሕ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ምሽት ለትንሽ ጊዜ ቴሌቪዥን እመለከታለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ምሸት ንሓፂር ጊዜ ቴሌቢዥን እርኢ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ ማታ እተኛለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ምሸት እድቅስ፡፡

Amharic

እኔ ሁልጊዜ እሁድ ልብሴን አጥባለሁ፡፡

Tigrigna

Because of culture difference, "I wash my clothes every Sunday" has been changed into "I go to church every Sundey" = ኩሉ ግዘ ሰንበት ናብ ቤተ ክርስትያን ይኸይድ።

Amharic

እኔ ሁልጊዜ እሁድ ቤቴን አፀዳለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ በብሰሙኑ ሰንበት ገዛይ አፅርይ፡፡