Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

85) Past Tense - List of Past Actions

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ትናንት ጧት ተነሳሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ተሲአ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ወደ ፈጣሪ ፀለይኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ናብ ፈጣሪ ፀልየ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ፊቴን ታጠብኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ገፀይ ተሓፂበ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ስፖርት  ሰራሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ስፖርቲ ሰሪሐ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ሻወር ወሰድኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ሰውነተይ ተሓፂበ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ቁርስ በላሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ቍርሲ በሊዐ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ጧት ዜና  አዳመጥኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ንጉሆ ዜና ሰሚዐ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ወደ ስራ ሄድኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ናብ ሰራሕ ኸይደ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ምሽት ወደ ቤት ተመለስኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ምሸት ናብ ገዛ ተመሊሰ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ምሽት እራት ሰራሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ምሸት ድራር በሊዐ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ምሽት ለትንሽ ጊዜ ቴሌቪዥን አየሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ምሸት ንሓጺር ግዘ ቴሌቭዥን ርእየ፡፡

Amharic

እኔ ትናንት ማታ ተኛሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ትማሊ ምሸት ደቂሰ፡፡

Amharic

እኔ ያለፈው እሁድ ልብሴን አጠብኩ፡፡

Tigrigna

Because of culture difference, "I wash my clothes every Sunday" has been changed into "I go to church every Sundey" = ኩሉ ግዘ ሰንበት ናብ ቤተ ክርስትያን ይኸይድ።

Amharic

እኔ ያለፈው እሁድ ቤቴን አጸዳሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ገዛይ አፅርየ፡፡