Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

98) Past Continuous Tense - List of Past Continuous Actions

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ከእንቅልፌ እየተነሳሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ካብ ምድቃሰይ እለዓል ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ወደ ፈጣሪ እየፀለይኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ናብ ፈጣሪየ እፅልይ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ፊቴን እየታጠብኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ገፀይ እሕፀብ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ስፖርት እየሰራሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ስፖርቲ እሰርሕ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ገላየን እየታጠብኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ሰውነተይ እሕፀብ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ቁርሴን እየበላሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ቍርሰይ እበልዕ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ሬድዮ እያደመጥኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ራድዮ እሰምዕ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ወደ ስራ እየሄድኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ናብ ስራሕ እኸይድ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ወደ ቤት እየመጣሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ናብ ገዛ እመፅእ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ እራት እየሰራሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ድራር እበልዕ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ቴሌቪዥን እየተመለከትኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ቴሌቭዥን እርእይ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ እየተኛሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ እድቅስ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ልብሴን እያጠብኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ክዳነይ እሓፅብ ነይረ፡፡

Amharic

እኔ ቤቴን እያፀዳሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ ገዛይ አፅርይ ነይረ፡፡